
fitsum zemichael - asmarino lyrics
Loading...
እባይ ወደ ኣስመራ
ክመጽእ ዶ ከም ዕፍይ በሪረ
ክመጽዶ ባሕሪ ተሳጊረ
ክሰግደልካ ዶ ውድቕፍግም ኢለ
እንተኾነለይ ፍቕረት ተሰመረ
እለየ ላሎ እለየየ ላሎ
እለየ ላሎ እለየ ላሎሎሎ
ኣዱንያ ኣዱንያ ከላስ ከሊና
ኣስመራ ኣስመራ እዋይ ኣስመራ (2)
እንፍቐካ እንድየ ትናፍቕ ዶ ከማይ
ይዝክረካ እንድየ ትዝክርዶ ከማይ
ወዲ ዓደይ ስየ ዕባይ ኣዝማሪኖ
ካባኻ ተፈልየ እንታየ ዝኾኖ (2)
ኣዱንያ ዱንያ ከላስ ከሊና
ኣስመራ ኣስመራ እዋይ ኣስመራ።
ኣሃሃሃሃሃ ኣብቲ ኮምብሽታቶ ክንዛወር ከለና
ኣብቲ ስኔማታት ክንዕዘብ ከለና
ኣብቲ ክለባትና ክንዕንድር ከለና
በለስ ዓርበረቡዕ ክንቀርፍ ከለና
ዝኽሪ ኣለኒ ኣነ ዝኽሪ ንእስነትና (2)
ኣሃሃሃ ኣብቲ ኮምቡሽታቶ ክንዛወር ከለና
ኣብቲ ስነማታት ክንዕዘብ ከለና
ኣብቲ ክለባትና ክንዕንድር ከለና
ዝኽሪ ኣለኒ ኣነ ዝኽሪ ንእስነትና
ሓደራኺ ማርያም ኣይትፋላልይና
ኣስመራ ኣስመራ እዋይ ኣስመራ
Random Lyrics
- blue virus - pure io lyrics
- pasado verde - lo difícil es olvidar lyrics
- rock timson - blackgew's interlude (prod. by rock timson) lyrics
- nexoanexo - mina avançada lyrics
- anchors overboard - thief lyrics
- new model army - rumour & rapture (1650) lyrics
- serum 114 - wie lange noch lyrics
- peces raros - no gracias lyrics
- kyba watson - real love lyrics
- kellee maize - make love not trump (mac miller donald trump parody) lyrics