millen hailu - aytiwesawes lyrics
ይደክም’ዩ ፍቕሪ ናብቲ ጫፍ ከይበጽሐ
ልቢ ርሒቑ እንተዘይነጽሀ
ሓደራኻ ምሳይ ሃሉ ፍቕሪ ኽህሉ
ልብኻ እምነት ኣብቁለሉ
ይመውት’ዩ ፍቕሪ የቋርጽ ትንፋሱ
እምነት ተጠፍአ ጥልመት ነጊሱ
እመን እመን ጥራይ እመን
ዋና ነብሰይ ልዕለይ ሓደ’ኳ የለን
ኣሃ.ኣሃ. ኣፈርክቡ ፍቕርና ክርእዩ
ዘይደቀሱ ሓንሳብ ምስ ነቕሑ
ኣሃሃ
ኣሃ.ኣሃ. ታይ ከይረኽቡ ኣትዮም ልብኻ
ፍቕሪ ኣይትኹን ናተይ ከለኻ
ኣሃሃ
ብወረ ግዳም ካብ ትሽገር
ካባይ ድለዮ ናተይ ነገር
ኣነየ ናትካ ብቐረባ
ኣይትወሳወስ ግደፍ’ባ
ብወረ ግዳም ካብ ትሽገር
ካባይ ድለዮ ናተይ ነገር
ኣነየ ናትካ ብቐረባ
ኣይትወሳወስ ግደፍ’ባ
ካብ ሕሱም ጣዕሳ ጽቡቕ ናይ ኢድና ማዕዶ ምስ ኮነ
ቅድሚ ምሕማሙ ንከናኸኖ ከይደ ኸይበለ
ፍቕሪ’ዩ ዳኛ ኣብ ንጹህ ልቢ ሓለዋ ኣይትድለ
ምስቲ ውሽጥኻ እሙን ኩን’ሞ ከምኡ’የ ኣነ
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
ሰብ ሰብ መፍቶኡ ፍቕርና ክኸፍኦ
እንታዮም ኮይኖም’ሞ ሽሕ ጊዜ ንቆንዞ
ባዕልና ንሓሉ ገደና ፍቕርና
ክንዳና ደንጊጹ የለን ዝሓመልና
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
ምእማን’ዩ ግርም
ካብ ሕሱም ጣዕሳ ጽቡቕ ናይ ኢድና ማዕዶ ምስ ኮነ
ቅድሚ ምሕምሙ ንከናኸኖ ከይደ ኸይበለ
ፍቕሪ’ዩ ዳኛ ኣብ ንጹህ ልቢ ሓለዋ ኣይትድለ
ምስቲ ውሽጥኻ እሙን ኩን’ሞ ከምኡ’የ ኣነ
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
ሰብ ሰብ መፍቶኡ ፍቕርና ክኸፍኦ
እንታዮም ኮይኖም’ሞ ሽሕ ጊዜ ንቆንዞ
ባዕልና ንሓሉ ገደና ፍቕርና
ክንዳና ደንጊጹ የለን ዝሓመልና
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
እምነት’ዩ ወሳኒ ምእማን’ዩ ግርም
Random Lyrics
- ily - a ya lil lyrics
- larisa mondrusa - neticu, ka tā var izgaist mīla lyrics
- roosbeef - sterrenmeisje lyrics
- disciplinatha - ultima fatica lyrics
- kota the friend - lazy river lyrics
- miss li - until it all ends lyrics
- mandala_raps - philosophy major lyrics
- sea of trees - coward lyrics
- gxthh3ll - long trip to hell lyrics
- qb - neden olmasın? lyrics