radov leo - habeshawit lyrics
music +
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ +
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ +
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ +
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ +
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ +
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ +
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ +
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ +
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) +
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) +
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) +
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) +
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም +
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም +
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ +
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ +
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) +
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) +
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) +
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) +
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … +
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ + ክቐስን ልበይ ….
music +
ከመይሉ ይኸውን + ካልእ ክወስደኪ +
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ +
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ +
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ +
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ +
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ +
music +
music +
መስታ በርቂ ኣብ ቅድመይ ወደቐ +
ብሌን ዓይነይ ቋሕታኡ ፀንቀቐ +
ዓኒደልኪ ብደወይ ሃኒነ +
ክምስታኺ’ዩ ልበይ ዝወነነ +
መሸትክያ ልበይ ወይዛሞ +
ፀዳል ሂዋን ንኣዳም ገረሞ +
ወንንኒ ውነይ ክስብስቦ +
ከይኾነኪ ዘርሞ ዘርሞ +
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) +
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) +
ኮኾብ ሂዋን ኢኺ (ከምቲ ዘየለ) +
ኣነ ብፍቕርኺ (ተፀሊለ) +
ሓላል ፍጥረት’ያ ምጭውቲ ወዛም +
መቐረት ወይኒ ባህጊ ንኣዳም +
ስሕበት ንዓይኒ ሳዕሪ ሮማዲ +
ኣሳፍሕለይ ክወርስ ዘውዲ +
ጠምቲ (ዓይነይ ርኣይሞ) +
ክትፈልጢ (ብልበይ ዝሓልሞ) +
መን ኣሎ (ልዕለይ ዝቐረበ) +
ብፍቕሪ (ውነኡ ዘዕረበ) +
ኣሃ …. ሓበሻ ደመይ …. ኣሃ … +
ኣሃ …. ንዒ ንዒ ናባይ + ክቐስን ልበይ ….
music +
ከመይሉ ይኸውን + ካልእ ክወስደኪ +
ልዕለይ ግርማ ዝኾነኪ +
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ +
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ +
ሓቂ ኣይኮነን ቃል ተመቀረ +
ብመንፈስን ደምን ዘይተኣስረ +
music +
Random Lyrics
- joey trap - gle lyrics
- jay park (박재범) & lil moshpit (릴모쉬핏) - goat lyrics
- supply belcher - the power of musick lyrics
- conjunto aires cuzqueños - llama micheq lyrics
- eagle moontainer - romantic area lyrics
- flame - topic - significance lyrics
- koligacja gieka - legenda lyrics
- luke blovad - shoot 4 fun lyrics
- inventure - braindead lyrics
- aria. (pop) - belong lyrics